1. Skip to Menu
  2. Skip to Content
  3. Skip to Footer
  • ጉጅለ ባህሊ ማባት
  • ጥሕሎ
  • ባህላዊ ስዕስዒት
  • ባህላዊ ኢደ ጥበባት ትግራይ
  • ባህላዊ ፀዋታ
  • ማሕበር ባህሊ ትግራይ
  • ጉንዳጉንዶ ገዳም
  • ጉጂ ገዛ
  • ዓዉዲ
  • ጨዉ
  • ባህላዊ ፀጉሪ አሰራርሓ
  • ባህላዊ ገፅታታት ራያ
  • ብሄረሰብ ኩናማ ትግራይ
  • ጥንታዊን ታሪካውን መስጊድ ነጋሽ
  • ኣሸንዳ
  • ጭንጉዕቲ/ቁንጭዕቲ/ቁንጫቁንጮ
 ጉጅለ ባህሊ ማባት

ጉጅለ ባህሊ ማባት

  አብ 6ይ ሓፈሻዊ ጉባኤ  ምርኢት ሙዚቃ እንተካይዱ      
ጥሕሎ

ጥሕሎ

    ባህላዊ ምግቢ ክልተ አዉላዕሎን ዓጋመን
ባህላዊ ስዕስዒት

ባህላዊ ስዕስዒት

 ተንቤን አዉርስ
ባህላዊ ኢደ ጥበባት ትግራይ

ባህላዊ ኢደ ጥበባት ትግራይ

   ውፅኢት ኢደ ጥበባት ኣክሱም ኣብ ዕዳጋ!
ባህላዊ ፀዋታ

ባህላዊ ፀዋታ

ቃርሳ ትግራይ
ማሕበር ባህሊ ትግራይ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ

ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝሰብሰበቶም
ጉንዳጉንዶ ገዳም

ጉንዳጉንዶ ገዳም

ጉንዳጉንዶ ገዳም
ጉጂ ገዛ

ጉጂ ገዛ

ባህላዊ ገዛ ገጠር ትግራይ  
ዓዉዲ

ዓዉዲ

ከይዲ ዓዉዲ አዝመራ ዝአትወሉ    
ጨዉ

ጨዉ

ካብ ዓፋር  ሒዞም እንትመፁ    
ባህላዊ ፀጉሪ አሰራርሓ

ባህላዊ ፀጉሪ አሰራርሓ

ጋመ  ኩሑሎ  ትግራይ
ብሄረሰብ ኩናማ ትግራይ

ብሄረሰብ ኩናማ ትግራይ

 ባህላዊ ፀዋታ ምስ ባህላዊ ገይፂታት!
ጭንጉዕቲ/ቁንጭዕቲ/ቁንጫቁንጮ

ጭንጉዕቲ/ቁንጭዕቲ/ቁንጫቁንጮ

ተባሂሉ ይፅዋዕ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ
Previous
Next

ገዳም ደብረ ዳሞ

ምስፍሕፋሕ ሃይማኖት ክርስትና እንትግለፅ ሓቢረን ዝለዓላ ገዳማት እየን። ኣብ መበል 6 ክፍለ ዘበን  ካብ ማእኸላይ ምብራቕ ብዝመፁ ተስኣቱ ቅዱሳን ኣቢሉ ዝተጀመረ ናብራ ገዳም ኣብ ምስፍሕፋሕ እምነትን ትምህርቲ ፈለገ

ቀፂሎም የንብቡ......

ትርጉም ባህሊ

« ባህሊ ወዲ ሰብ ሰብኣውን ምኽንያታውን ፍጡር ንክኸውን ዘኽእልዎ ወይ ድማ ካብ ካልኦት ፍጡራት ክፍለ ዘብቅዕዎ ዝኾነ ይኹን ምሁራዊ ፣ ስነ ምግባራዊ ፣ኣካላዊ ፣ ቴክኒካዊን ካልኦት ስራሕትን ኩሎም ከምኡ’ውን

ቀፂሎም የንብቡ...

ታሪኻዊ መስጊድ ነጋሽ

 

ነጋሽ ካብ መቐለ ናብ ዓዲግራት ኣብ ዝወስድ ፅርግያ መንገዲ 60 ኪ.ሜ ወይ ድማ ካብ ከተማ ውቕሮ ንኣንፈት ሰሜን 10 ኪ.ሜ ርሒቓ ኣብ ዝባን ጎቦ እትርከብ ንእሽተይ ከተማ እያ። ነጋሽ ፈለምቲ ሰዓብቲ ነብዪ መሓመድ እንተይተሸቑረሩ እምነቶም ብናፃ ዘካይዱላን ገለገሊኦም እውን ዝተቐበሩላን ስፍራ እያ። ብምዃኑ እውን ኣብ ታሪኽ

ቀፂሎም የንብቡ...

ሃፍትታት /መስሕባት/ቱሪዝም ትግራይ

ቀንዲ ሃፍቲታት /መስሕባት/ ቱሪዝም ትግራይ ኣብ ሰለስተ ዝተኸፈሉ እዮም። ታሪኻዊ መስሕባት፣ ባህላዊ መስሕባት፣ ተፈጥራዊ መስሕባትን እዮም፣

ቀፂሎም የንብቡ...

ሓፈሻዊ ዳህሳስ ስለ ቋንቋታት ኢትዮጵያ

  ኢትዮጵያ ወናኒት ፀጋ ቡዙሓት ቋንቋታትን ብሄርን ብሄረሰባትን ምዃና   ብተደጋጋሚ ዝተገለፀ ሓቂ  ኢዩ፡፡ እዚ ፀጋ እዚ ዝወለዶ ኣጋጣሚ ክልተ ሰለስተ ዓይነት ቋንቋታት ተዛራቢ  ህዝቢ ምርኣይ ልሙድ ኮይኑ ኣሎ፡፡ ልሳነ ክልኤን ልዕሊኡን ቋንቋ  ዝዛረብ

ቀፂሎም የንብቡ...

ማባት ኣብ Facebook



ኣሸንዳ ብሰላማዊት ከለሎምን ሃረግ ሕሉፍን

በዝሒ ጎብነይቲ

ጠቅላላ በዘሒ ጎብነይቲ 7389

ብሉፃት ፅሑፋት

ምስታፍ ዓውደ ርእይ መፃሕፍትን ካሴታትን…

 ምስታፍ ዓውደ ርእይ መፃሕፍትን ካሴታትን

ምልክታ  ማሕበር ባህሊ ትግራይ ህዝባዊ ምንቅስቓስ…

ቀፂሎም የንብቡ...... ምስታፍ ዓውደ...

በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ብድምቐት ተኸቢሩ…

 በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ብድምቐት ተኸቢሩ

   ዓመት ሓደ ግዘ ዝኸበር በዓል መስቀል

ቀፂሎም የንብቡ... በዓል መስቀል ኣብ...

4ይ ዓመት ምስረታ ጉጅለ ባህላዊ ሙዚቃ ክሳለጥ’ዩ…

4ይ ዓመት ምስረታ ጉጅለ ባህላዊ ሙዚቃ ክሳለጥ’ዩ

መበል 4ይ ዓመት ምስረታ ጉጅለ ባህላዊ ሙዚቃ…

ቀፂሎም የንብቡ......4ይ ዓመት ምስረታ...

 ናይማተንያ ጠረሾ ክቛመታስ...…

 ናይማተንያ ጠረሾ ክቛመታስ...

 በዓል ኣሸንዳ ንሓያሎ ዘመናት ካብ ውሉድ ወለዶ ባህላዊ...…

ቀፂሎም የንብቡ ....... ናይማተንያ ጠረሾ...

Prev
Next
  • 1
  • 2

ምልላይ ትካል

 "ባህልና  መግለፂ

መንነትናን ሕላገትናን"

ምህርቶም የላልዩ