Fri08012014

Last update01:46:52 PM GMT

  • bord members
    ማባት ቦርድ አባላት
  • thlo
    ጥሕሎ ባህላዊ ምግብ ክልተ አዉላዕሎን ዓጋመን
  • በለስ
    በለስ አብ እዋን ክረምቲ ብበዝሒ ንምግብነት ዝውዕል
  • አዉርስ
    ባህላዊ ስዕስዒት ተንቤን አዉርስ
  • ጉጅለ ባህሊ ማባት አብ ሑመራ
    አባላት ጉጅለ ባህሊ ማባት አብ ሑመራ ምርኢት ሙዚቃ እንተካይዱ
  • ደብረ ዳሞ
    ደብረ ዳሞ አቡነ አረጋዊ ገዳም
  • ዉቕሮ ጨርቆስ
    ዉቕሮ ጨርቆስ ቤተ ክርስቲያን
  • ጉዳይ ባህሊ
    our culture is our identity, our development, our vision and mission.
  • ነበርቲ ኾሮም
    ነበርቲ ኾሮም ጉጀለ ባህሊ ሙዘቃ ማባት ዝተዘጋጀየ ምርኢት እንትከታተሉ
  • ጉጅለ ባህሊ ማባት አብ ኾረም
    አባላት ጉጅለ ባህሊ ማባት አብ ኾረም ምርኢት ሙዚቃ እንተካይዱ
  • ተምሃሮ ቤት ትምህርቲ አለነ
  • ቃላይ ሓሸንገ
    ቃላይ ሓሸንገ መስሕብ ተሪዘም ትግራይ
  • ato abay weldu in cultural assocation of tigray
  • graduation of tigrigna books
  • ባህልና መግለፂ
    ባህልና መግለፂ መንነትና
  • hand craft
  • hand craft art
  • ፍርስራ ሓወልቲ ኣክሱም
    this can be a witness how much we were civilized
  • በዓል አሸንዳ ካበ ነሓሰ 16 ጀሚሩ ዝኽበር
    በዓል አሸንዳ ካበ ነሓሰ 16 ጀሚሩ ዝኽበር
  • the view of  ancient aksum
  • aksumawit
    one of the ancient aksum oblisks
  • south eastern zone
  • field oblisk
  • tigrigna training
  • golgol raya
  • ንዋየ ቅድሳት
  • hand crafts
    this is designed from a single stone
  • tradational drink

ደራሲት ኣዴራ ተስፋይ ሓደ መፅሓፍ ብመወከስነት ንከገልግል ንማሕበር ባህሊ ትግራይ ኣወፍያ

መድብላት ግጥሚ፣ መፃሕፍቲ ንህፃናትን ቅድም እንትብል ድማ ናይ ውልቀ ጋዜጣን ብምድላው እትፍለጥ ደራሲት ኣዴራ ተስፋይ ብዕለት 14/05/06 ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ባህሊ ትግራይ ተረኺባ ሓደ መፅሓፍ ኣበርኪታ። እታ ብደራሲ ኣታኽልቲ ሓጎስ ብ1978 ብታይፕ ራይተር /ናይቲ እዋን ቴክኖሎጅን ቅድሚ ምትእትታው ኮምፒዩተርን/ ዝተፅሓፈት “ኣድገይዶ ክንደያ” ዘርእስታ መፅሓፍ ኣዴራ ናብ ከተማ ዓዲግራት ንስራሕ ኣብዝኸደትሉ እዋን ኣብ ዕዳጋ ረኺባ ከምዝገዝአታ ብምግላፅ ኣብ ክንዲ ንበይና ክትጥቀመሉ ኣብቲ ማሕበር ተቐሚጣ ንመወከሲ ክተገልግል ንምውፋይ ከምዘላዓዓላ ገሊፃ። ነታ መፅሓፍ ዝተረከቡ ኣይተ ብርሃኑ ወ/ሚካኤል ፈፃሚ ዳይሬክተር ማባት እንትኾኑ ማሕበር ባህሊ ትግራይ ደራሲት ኣዴራ ተስፋይ ንዝገበረቶ ኣበርክቶ ናእዳኣ ዝለዓለ ምዃኑ ብምግላፅ ካልኦት ወገናት እውን ኣሰር ኣዴራ ተኸቲሎም ብቋንቋታት ትግርኛ፣ ኢሮብ/ሳሆ/ን ኩናምኛን ከምኡውን ብዛዕባ ትግራይ ብዝኾነ ቋንቋ ዝተፅሓፉ መፃሕፍቲ ነታ ማሕበር ከወፍዩ በዚ ኣጋጣሚ ፃውዒቶም ኣቕሪቦም።